ጸላም ዕንባባይ
ጸላም ዑንቍ፡ ኣብ ጸልማት እትደምቕ ሕቖይ ዝሃብኩኺ፡ ካብ ጸልማት ክርሕቕ ወርትግ ተዓኒደ፡ ንኣኺ ዝናፍቕ ኣብ ብርሃን ዝደልየክስ፡ ክንደይ ኮን እሓምቕ! ዘይቃዶ ግብሪ፡ […]
ጸላም ዑንቍ፡ ኣብ ጸልማት እትደምቕ ሕቖይ ዝሃብኩኺ፡ ካብ ጸልማት ክርሕቕ ወርትግ ተዓኒደ፡ ንኣኺ ዝናፍቕ ኣብ ብርሃን ዝደልየክስ፡ ክንደይ ኮን እሓምቕ! ዘይቃዶ ግብሪ፡ […]
መርዓ፡ ሓደ ካብ ክብርታት ህዝቢ ዓለም ምዃኑ’ዩ። ክልተ መጻምድቲ ብሓባር ንኽነብሩ ድማ ውዕሎም ምእኩል ይገብሩሉ። ኣብ ዓለም ዝተፈላለዩ መልክዓት መርዓ ኣለዉ። ባህላዊ፡ […]
ኣብቲ ጐደቦ ሕምብርቲ ዓደ’ቦ ብዓልቲ ጀለብያ ወጅሂ ዘይተፈልያ፡ ጋመ ቝኖ ወዛም ስውንዋኖ ኵሕልቲ ዓይኒ ኣራንሺ ምዕጕርቲ ሒለል ክሳድ ቍመናኣ ጽሕዲ፡ እታ መኽዘን […]
“ከም ዋጣ እናኸድኩ ኣብ ዳሰ-ዳስ ዕዮይ ዘይምዃኑ ንሰባት ምውዳስ፡ ንዘይክእሎ እሞ ንዘይውዕሎ ዝብህግ ከይህሉ ‘መን ከማኻ’ ክብሎ ኣይጸበየኒ ብዘይክእሎ ኣብ ባይታ እንከሎ […]
ንውሽጥኻ ኻብ ግዳማዊ ወራር ትከላኸለሉዶ ትህሉ፧ ዕጥቂ ሕቶታትካ ኸመይ ኣሎ፧ ብድሩት ኣእምሮ ዕጹው ሕትቶዶ ትሓትት ትህሉ፧ ወይ ብኽፉት ኣእምሮ ኽፉት ሕትቶታት፧ ብመገዲ […]
ውዕል ውጫለ፡ ኣብ ሞንጎ ናይ ሽዑ ኣቢስንያን ኢጣልያን ብ2 ግንቦት 1889 ዓመተ ምህረት ፈረንጂ ኣብ ውጫለ ዝተኻየደ ውዕል’ዩ። ብመሰረት’ዚ ውዕል፡ ኢጣልያ ንናይ […]
ሓርነትካ ኻብ ገዛእ-ርእስኻ’ዩ ዝጅምር። ሓርነት ዘለዎ ፍጡር ክሳዕ ዘይኰንካ፡ ብዛዕባ ሓርነት ካልኦት ፈጺምካ ኣይትዛረብ። እተድምጾ ድምጺ፡ ካብ ውሽጥኻ ደፊኡ ኽወጽእ ኣለዎ። ድጋም […]
“ዓደቦ፣ ነጋሪት ኣብ ዘይሰዓቱ ደሲቐ ዝኣከብኩኹም ኣነ’የ። እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም። ኣብ ከውታ ለይቲ እንታይ ተረኽበ ኢልኩም ከም ዝሰንበድኩም እርደኣኒ። ኣነ ምዃነይ ምስ […]
ሓሶት ኣይፈቱን’የ ንስለ ሓቂ’የ ድማ ኽመውት ግጥሚ’ያ ህይወተይ ከም ገጣሚ’የ ዝሰናበት። ምስ ሞትኩ… ሓሰውቲ፡ መምሰልቲ ፈተውተይ ተመሲሎም ጋሻ ቐባራይ ንኽምስክረሎም፡ ኔው ነጀው […]
ጥራይ እግረይ’የ። መቐስ ዘይተንከፎ ጸጕሪን መላጸ ዘይሓለፎ ጭሕምን እውንን። ሰኣን ኣራኽቦ’ምበር ንስለ ግርማ ኣይኰነን። ኣብ ወዲ-ኣዳም፡ ብጸጕሪ ዝመጽእ ግርማ ኣበይ ክህሉ ኢሉ! […]