ገደናና ንረዛን ንገድዋ ብርሃነ ገብረሂወት June 12, 2026 ኣብቲ ጐደቦ ሕምብርቲ ዓደ’ቦ ብዓልቲ ጀለብያ ወጅሂ ዘይተፈልያ፡ ጋመ ቝኖ ወዛም ስውንዋኖ ኵሕልቲ ዓይኒ ኣራንሺ ምዕጕርቲ ሒለል ክሳድ ቍመናኣ ጽሕዲ፡ እታ መኽዘን […] Read More: ንረዛን ንገድዋ
ገደናና መልእኽቲ ገጣሚ ብርሃነ ገብረሂወት June 11, 2026 “ከም ዋጣ እናኸድኩ ኣብ ዳሰ-ዳስ ዕዮይ ዘይምዃኑ ንሰባት ምውዳስ፡ ንዘይክእሎ እሞ ንዘይውዕሎ ዝብህግ ከይህሉ ‘መን ከማኻ’ ክብሎ ኣይጸበየኒ ብዘይክእሎ ኣብ ባይታ እንከሎ […] Read More: መልእኽቲ ገጣሚ
ገደናና ኵሉ ውሽጥኻ ንምቍጽጻር’ዩ ዝህንደድ ብርሃነ ገብረሂወት June 10, 2026 ንውሽጥኻ ኻብ ግዳማዊ ወራር ትከላኸለሉዶ ትህሉ፧ ዕጥቂ ሕቶታትካ ኸመይ ኣሎ፧ ብድሩት ኣእምሮ ዕጹው ሕትቶዶ ትሓትት ትህሉ፧ ወይ ብኽፉት ኣእምሮ ኽፉት ሕትቶታት፧ ብመገዲ […] Read More: ኵሉ ውሽጥኻ ንምቍጽጻር’ዩ ዝህንደድ
ገደናና ኢትዮጵያ፡ ብውዕል ዘይትቕየድ ቀይዲ በተኽ ‘ሃገር’ ብርሃነ ገብረሂወት June 9, 2026 ውዕል ውጫለ፡ ኣብ ሞንጎ ናይ ሽዑ ኣቢስንያን ኢጣልያን ብ2 ግንቦት 1889 ዓመተ ምህረት ፈረንጂ ኣብ ውጫለ ዝተኻየደ ውዕል’ዩ። ብመሰረት’ዚ ውዕል፡ ኢጣልያ ንናይ […] Read More: ኢትዮጵያ፡ ብውዕል ዘይትቕየድ ቀይዲ በተኽ ‘ሃገር’
ገደናና ንምዝኽኻር ብርሃነ ገብረሂወት June 8, 2026 ሓርነትካ ኻብ ገዛእ-ርእስኻ’ዩ ዝጅምር። ሓርነት ዘለዎ ፍጡር ክሳዕ ዘይኰንካ፡ ብዛዕባ ሓርነት ካልኦት ፈጺምካ ኣይትዛረብ። እተድምጾ ድምጺ፡ ካብ ውሽጥኻ ደፊኡ ኽወጽእ ኣለዎ። ድጋም […] Read More: ንምዝኽኻር
ገደናና ስርሒት ገመድ! ብርሃነ ገብረሂወት June 7, 2026 “ዓደቦ፣ ነጋሪት ኣብ ዘይሰዓቱ ደሲቐ ዝኣከብኩኹም ኣነ’የ። እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም። ኣብ ከውታ ለይቲ እንታይ ተረኽበ ኢልኩም ከም ዝሰንበድኩም እርደኣኒ። ኣነ ምዃነይ ምስ […] Read More: ስርሒት ገመድ!