ሰብን እንስሳታትን
ሰብ፡ ረብሓ ንዘይረኽበሉ ነገር ጸዓት ኣየጥፍኣሉን’ዩ። ምስኡ ንኽነብሩ ዘልመዶም እንስሳታት ንጥቕሙ’ምበር ብሓልዮት ኣይኰነን። ንሰብ እናሰጐጐኸ ኸመይ ኣቢሉ እንስሳታት የቕርብ፧ እዚ ዘገርም የብሉን። […]
ሰብ፡ ረብሓ ንዘይረኽበሉ ነገር ጸዓት ኣየጥፍኣሉን’ዩ። ምስኡ ንኽነብሩ ዘልመዶም እንስሳታት ንጥቕሙ’ምበር ብሓልዮት ኣይኰነን። ንሰብ እናሰጐጐኸ ኸመይ ኣቢሉ እንስሳታት የቕርብ፧ እዚ ዘገርም የብሉን። […]
ትርጕም ንዘይብሉ ኵናት ትርጕም ክትህቦ ምቅላስ ንምታይ ዕላማ እቲ ኵናት ተጀሚሩ ርዱእ ኣይኰነን፡፡ ብዘይካ ጀመርቱን ዋናታቱን፡ ምኽኑይ ክገብሮ ዝኽእል ርትዒ ኣብ ቀረባ […]
ውዕል ውጫለ፡ ኣብ ሞንጎ ናይ ሽዑ ኣቢስንያን ኢጣልያን ብ2 ግንቦት 1889 ዓመተ ምህረት ፈረንጂ ኣብ ውጫለ ዝተኻየደ ውዕል’ዩ። ብመሰረት’ዚ ውዕል፡ ኢጣልያ ንናይ […]
ሓርነትካ ኻብ ገዛእ-ርእስኻ’ዩ ዝጅምር። ሓርነት ዘለዎ ፍጡር ክሳዕ ዘይኰንካ፡ ብዛዕባ ሓርነት ካልኦት ፈጺምካ ኣይትዛረብ። እተድምጾ ድምጺ፡ ካብ ውሽጥኻ ደፊኡ ኽወጽእ ኣለዎ። ድጋም […]
“ዓደቦ፣ ነጋሪት ኣብ ዘይሰዓቱ ደሲቐ ዝኣከብኩኹም ኣነ’የ። እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም። ኣብ ከውታ ለይቲ እንታይ ተረኽበ ኢልኩም ከም ዝሰንበድኩም እርደኣኒ። ኣነ ምዃነይ ምስ […]
ጥራይ እግረይ’የ። መቐስ ዘይተንከፎ ጸጕሪን መላጸ ዘይሓለፎ ጭሕምን እውንን። ሰኣን ኣራኽቦ’ምበር ንስለ ግርማ ኣይኰነን። ኣብ ወዲ-ኣዳም፡ ብጸጕሪ ዝመጽእ ግርማ ኣበይ ክህሉ ኢሉ! […]
ውሽጥንና እንከሎ ዘይተነግደ ገዳም! ብምባል፡ ልዕሊ እቲ ምስ ካልኦት እንላለዮ ምስ ውሽጥና ኽንላለ እማመ ኸቕርብ ምደለኹ። ንገዛእ-ርእስና ኣዕሚቝና ንፈልጣዶ ኣይንፈልጣን’ዩ እቲ ሕቶ። […]
ናብ ውልቃዊ ሓርነትና ኣብ ዝወስድ መገዲ ኽንህሉ ተስፋ ኣለኒ። መሰረታዊ ባእታ ንዅሉ መዳያዊ ሓርነት ብምዃኑ፡ ግድን ክንከዶ ኸም ዘሎንና ኣየማትእን። ንወድቕን ንትስእን […]
ቀለተ፡ ንመስፍን ተሰናቢቱ ንጽባሒቱ ኸም ቈጸራኡ ምስ ወዲ-ሳግም ተራኸበ። ኣቐዲሞም ተራኺቦም ነይሮም እዮም። ስፍሕ ንዝበለ ዕላል ድማ ብቘጸራ ተፈላልዮም ነበሩ። ግዜ ቘጸራኦም […]