Skip to content
Browse stories

ገደናና

ስነ-ጥበብ

ኣብ ስንብታይ

ሓሶት ኣይፈቱን’የ ንስለ ሓቂ’የ ድማ ኽመውት ግጥሚ’ያ ህይወተይ ከም ገጣሚ’የ ዝሰናበት። ምስ ሞትኩ… ሓሰውቲ፡ መምሰልቲ ፈተውተይ ተመሲሎም ጋሻ ቐባራይ ንኽምስክረሎም፡ ኔው ነጀው […]

ዓንቀጻት

ድምጸይን ድምጽታትን

ጥራይ እግረይ’የ። መቐስ ዘይተንከፎ ጸጕሪን መላጸ ዘይሓለፎ ጭሕምን እውንን። ሰኣን ኣራኽቦ’ምበር ንስለ ግርማ ኣይኰነን። ኣብ ወዲ-ኣዳም፡ ብጸጕሪ ዝመጽእ ግርማ ኣበይ ክህሉ ኢሉ! […]

ህይወት

ካብ ውሽጥና ብዝረሓቕካዮ መጠን ኢና እንሓምቕ

ውሽጥንና እንከሎ ዘይተነግደ ገዳም! ብምባል፡ ልዕሊ እቲ ምስ ካልኦት እንላለዮ ምስ ውሽጥና ኽንላለ እማመ ኸቕርብ ምደለኹ። ንገዛእ-ርእስና ኣዕሚቝና ንፈልጣዶ ኣይንፈልጣን’ዩ እቲ ሕቶ። […]

ህይወት

ጅግናና ነለልዮዶ ንኸውን፧

ናብ ውልቃዊ ሓርነትና ኣብ ዝወስድ መገዲ ኽንህሉ ተስፋ ኣለኒ። መሰረታዊ ባእታ ንዅሉ መዳያዊ ሓርነት ብምዃኑ፡ ግድን ክንከዶ ኸም ዘሎንና ኣየማትእን። ንወድቕን ንትስእን […]

ህይወት

ካብ ሕቝፎ ዝቕጽል መጽሓፍ

ቀለተ፡ ንመስፍን ተሰናቢቱ ንጽባሒቱ ኸም ቈጸራኡ ምስ ወዲ-ሳግም ተራኸበ። ኣቐዲሞም ተራኺቦም ነይሮም እዮም። ስፍሕ ንዝበለ ዕላል ድማ ብቘጸራ ተፈላልዮም ነበሩ። ግዜ ቘጸራኦም […]